ቀጺሉ ዘሎ ላይቭ ታውን ሆል – ዝመሓላለፈሉ 7PM EDT 2021/06/11
ቅድም ኢልኩም ወይ ድማ ኣብቲ መደብ ሕቶታትኩም ምርካብ ትኽእሉ።
እዚ ምድላው እዚ ብእንግሊዝኛ እዩ ዝካየድ።
ድሕሪ ታውን ሆልስ
ብዛዕብ ናይ COVID-19 ክታበታት ተወሳኺ ሕቶ ወይ ስክፍታ እንተሊኩም፣ ብኽብረትኩም ሕቶታትኩም (እንተደሊኹም ሽምኩም ከይጸራሕኩም) ስደዱ። ኣብ ናይ መጻኢ ታውን ሆልስ ሕቶታት ንምምላስ ንኽእሎ ኩሉ ክንገብር ኢና።