እዞም ሓቂታት ኣገደስቲ እዮም። ብዛዕባ COVID-19 ክትባት ግንዛበ ንምፍጣር ሓግዙና። ነዚ ለበዳ እዚ ንወድኣዮ – ብሓባር።
This Is Our Shot ንኽንኮን
#TogetherAgain
ብሰንኪ እዚ ለበዳ እዚ እንታይ ኣዚኻ ትናፍቅ – ምስ ቤተ ሰብ፣ መሓዙት ሓቢርካ ምብዓል፣ ጸወታ ንምርኣይ ምኻድ ወይ ብቀሊሉ ሓቢርካ ምትእኽኻብ? ኩላትና እዞም ነገራት እዚኦም ክምለሱልና ንደሊ ኢና።
This Is Our Shot ንኽንኮን #TogetherAgain ማለት ንካናዳውያን ንምልዕዓልን ነንባዕልና ክትባት ኣብ ምኽታብ ሰጋእ ምባል ብናይ ምኽታብ ዓርሰ እምነት ብምትካእ እዚ ለበዳ እዚ ንምጥፋእ ንበረታተዐሉን ምንቅስቃስ እዩ።
ንኽንኮን #TogetherAgain፣ ነብስና፣ ቤተ ሰባትናን ማሕበረ ሰብናን ምክንኻንና ክንቅጽል ኣለና። ክትባት ምኽታብ ንሓደ ሓደ ሰባት ከም ካልኦት ሰባት ቀሊል ከምዘይኮነ ኣፍልጦ ብምሃብ ንጀምር። ሙሉእ ሓበሬታ ዘለዎ ፈቃድ ንክህቡ ዘድልይዎም ሓቂታትን ሓበሬታታትን ክረኽቡ ኣብ ምግባር ሓቢርና ክንሰርሕ ኣለና።
This Is Our Shot ነዚ ለበዳ ንምጥፋእ፣ ካናዳ።
ናይ COVID-19 ክታበት ሓበሬታ
17,147,500 ናይ COVID-19 ክታበት ዶዛት ኣብ ካናዳ ተዋሂቦም።
ብዛዕባ እዚ ክታበት ሕቶ ክህልወካ ይኽእል እዩ። ነዚ ክትባት ንክትወስድን እዚ ለበዳ እዚ ኣብ ምውዳእ ንክትሕግዝን ዓርሰ እምነት መታን ክሓድረካ ዘድልየካ ፍልጠት ኩሉ ክንህበካ ኣብዚ ኣለና።
ነቶም ሓቂታት ተመሃሮም። This Is Our Shot ንኽንኮን #TogetherAgain.
ቆጸሮ ንምሓዝ ድልው ምስኮንኩም…
አብ ኣውራጃኹም ክሊክ ግበሩ እሞ ናብ ናይ ኣውራጃኹም ቆጸሮ ምሓዝ ፖርታል ክወስደኩም እዩ። ወይ ናብ ክታበት ሃደንቲ ካናዳ ኪዱ፣ ንሶም ድማ ኣብ መላእ እዚ ዓዲ ናብ ዘለዉ ናይ ክታበት ክሊኒካት ክሕብርኹም ይኽእሉ እዮም።
57,020
123 ናይ COVID-19 ክታበት ዶዛት ተሰራጭዮም እዮም
52,913
234 ናይ COVID-19 ክታበት ዶዛት ኣብ ካናዳ ተዋሂቦም
እዚ ዳታ ካብ ናይ ካናዳ መንግስቲ ዝመጸ እዩ
https://art-bd.shinyapps.io/covid19canada/
ላይቭ ታውን ሆልስ
This Is Our Shot ንኽንኮን #TogetherAgain ብስሩዕ ኣብ ላይቭ ታውን ሆል ናይ COVID-19 ሓበሬታ ኣኼባ የካይድ። ቀጻላይ ኣኼባና ኣብ 2021/6/17 @ 6PM EST እዩ።
ቅድም ኢልኩም ወይ ድማ ኣብቲ መደብ ሕቶታትኩም ምርካብ ትኽእሉ።
ከመይ ክትሳተፉ ትኽእሉ
This Is Our Shot ንኽንኮን #TogetherAgain ወፍሪ
ማንም ሰብ ክሳተፍ ይኽእል ብምስታፍ ድማ፣ እዚ ክታበት እዚ ኣብ ካናዳ ዘሎ ለበዳ ከጥፍእ ከም ዝኽእል ሓበሬታ ክተሰራጭዉ ትኽእሉ።
- ተራኹም ምስ በጽሐ ክታበትኩም ውሰዱ።
- ኣብቲ #ThisIsOurShotCA #TogetherAgain ወፍሪ ከናቲራ ብምግዛእ ተሳተፉ።
- ናብቲ ናይ ክታበት ቆጸሮኹም እቲ ከናቲራ ጌርኩሞ ምጹ ነቲ ናይ ክታበት ባንድ ኤይድኩም ድማ ንዝኾነ ትግደሱሉ ሰብ (ነገር) ኣወፍይዎ።
- እቲ ከናቲራኹም ጌርኩም ባንድ ኤድኩም እውን እንዳርአኹም ፎቶ ወይ ቪድዮ ፖስት ግበሩ ንመሓዙትኩምን ቤተ ሰብን ድማ ታግ ግበርዎም ከምኡ ክገብሩ እውን ሕተትዎም።
- ካልኦት ፖስትታት እውን #ThisIsOurShotCA #TogetherAgain ብምግባር ሓበሬታ ንምልቃቅ ኣካፍሉ።
ኩሎም ከይዲታት ናብ ናይ ህጻውንቲ ሓገዝ ተሌፎን ገባሪ ሰናይ ድርጅት እዮም ዝኣተዉ።
RT @HCCI1: 📣 #COVID19 vaccine clinic 📣 Run by @Refuge_HCNH 🗓️ June 18th, 2022 📍@Hami...
Read MoreRT @HCCI1: The #GoVaxx is in #HamOnt at 1275 King Street East at the Hamilton Filipino Community Cen...
Read MoreRT @ScienceUpFirst: The first ever National #LongCOVID Awareness Day Town Hall is this Thursday! R...
Read MoreRT @COVID_19_Canada: 🥁🥁🥁 National #LongCOVIDAwareness is in 2 days! Spots are filling up f...
Read Moreብዛዕባ This Is Our Shot ንኽንኮን #TogetherAgain
ኣብ ካናዳ ዘለዉ ግራስሩትስ ትካላት፣ ናይ ጥዕና ክንክን ሰብ ሞያታት ከምኡውን ሓደ ሓደ ናይ ካናዳ ኣዝዮም ዝፍለጡ ኮርፖሬሽናት ብዛዕባ ናይዞም ክታበታት ደሕንነት ሓበሬታ ክወጽእን ሰጋእ ምባል ብዓርሰ እምነት ክትካእን ይደልዩ። ብሓባር ከም ዝተጸመደ ጉጅለ ምስራሕ፣ ኣብ ሓደ ጻዕሪ ትኹረት ብምሃብ ነዚ ናይ ክታበት ንምውሳድ ሰጋእ ምባል ንምሽናፍ ኣድማዒ እዩ ኢሎም ይሓስቡ።
ሕዚ ኣብ ትሕቲ እዚ ነጸላ ኣርማ This Is Our Shot ንኽንኮን #TogetherAgain፣ ናይ ጥዕና ሰብ ሞያታት፣ ቀድማይ መስመር ሰራሕተኛታት፣ ከባቢያዊ ኮማት፣ ኮርፖሬት ካናዳ፣ ከምኡውን ናይ ኣዝዮም ዝፍለጡን ጽዕንቶ ፈጠርቲን ሰባት፣ ናይ ክታበት ዓርሰ እምነት ኣብ መላእ ካናዳ ንምብርትታዕ ግዚኦምን ሪሶርሶምን ኣወፍዮም ኣለዉ።
እዋናዊ ዜና
Deprecated: Function _register_controls is deprecated since version 3.1.0! Use Elementor\Controls_Stack::register_controls() instead. in /www/thisisourshot_191/public/wp-includes/functions.php on line 5379
CP24: Growing calls to shorten AZ doses interval
Watch the full interview: https://www.cp24.com/video?clipId=2221114
Hospital News: Toronto respirologist earns support of Canadian icons in #ThisIsOurShot vaccine campaign
Hospital News: Co-led by Dr. Anju Anand, a respirologist at…
Breakfast Television: ‘This is Our Shot’ Aims to Rally Canadians to Get Vaccinated
Breakfast Television: Dina and Sid chat with Olympian Clara Hughes…